cropped-yeha1-transparent-04.png


ትሕዝቶ ሓሳባት የሓ መድረኽ እንታይ ክመስሉ ኣለዎም?


1. ኣርእስቲ /Topic

      SMART-I (5) ረቛሒታት ዘማልእ ክኸውን ኣለዎ።

      1) ዝልካዕ / Specific and measurable 2)ዝትግበር/ Achievable 3)ዘድልይ / Relevant 4)እዋናዊ /Time Bound 5)ሓዱሽ /InnovatIVE


2. ፅምቆ / Abstract


3. መቕድም / Background of the STUDY


4. ዋና መፅናዕቲ/ Main StuDY


5. ምኽረ ሓሳብ / Recommendations

       ብነጥብታት (Bullet Points) መልክዕ ክቐርብ ኣለዎ።