cropped-yeha1-transparent-04.png
Screen Shot 2023-01-31 at 11.20.56 pm

ራኢና ብተግባራዊነት ዝሰርሑ ፖሊሲታትን ፈጠራን ዘተባብዕ ስርዓትን ዘለዋ ፣ ህዝብና ሕጉስ ናብራ ዝነብረላ ምዕብልቲ ትግራይ ምርኣይ እዩ።

ስራሕትና

ሓሳባት ዝቐርብሉ መድረኽ ምፍጣር

ምህዞን ባህሊ ስራሕን ምዕባይ

ፖሊሲታት ምግምጋምን መፍትሒ ሓሳባት ምቕራብን

ባህልን ትውፊትን ትግራይ ምዕቃብ

ዕላማታትና
ንሕብረተሰብ ምምሃር
ሓሳባት ክትግበሩ ፅዕንቶ ምሕዳር
 ፖሊሲታት ምግምጋም