የሓ መድረኽ ሙሁራት ተጋሩ ሓሳባቶም ብቦርድ ስብ ሞያ ተመዚኑ ዝቐርበሉ መድረኽ እዩ። ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ሓንፀፅቲ ፖሊሲን ፈጠርቲ ስራሕን ይፀልዉ። መካየድቲ ስራሕ ረዳኢ ገብረ ሓላፊ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ኣማን ሚካኤል ሓላፊ ስነ ሓሳብን ህየሳን ሓጎስ ሃፍቱ ሓላፊ ሚድያን ሰነድን